top of page





ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስልጣን፡ ብልጽግናን ድኽነትን 

https://images.autods.com/autodsV2Images/62859-23b75545-312a-4097-870b-56b9f564e95a-62bf4c4152d5238ad2fabe24.png

መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካልእ ተወላዲ ፔሩ ዝኾነ መዘንኡ ድማ ብዓሰርተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣብ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ብዕስራ ዕጽፊ ክብልጽግ እንከሎ፡ ካብ ዜጋታት ናይተን ኣዝየን ድኻታት ዝበሃላ ከም እኒ ማሊ፡ ኢትዮጵያን ሴራልዮንን ዝኣመሰላ ሃገራት ድማ ብኣርባዓ ዕጽፊ ከምዝብልጽግ፡ እዛ ድሕሪ ናይ ዓሰርተው ሓሙሽተ ዓመታት መጽናዕቲ ዝተዳለወት መጽሓፍ ብዝርዝር ተብርሃልና።

ምንጪ ናይዚ ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዘሎ ብልጽግና ግን እንታይ እዩ፧ ጠንቂ ናይዚ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርአ ዘሎ ሕሰምን ድሕረትን'ከ እንታይ ክኸወን ይኽእል፧ ብብዙሕ መለክዒታት ዝመሳሰላ ሃገራት ክነሰን፡ ገሊአን ኣብ ጎደና ሰላምን ብልጽግናን ክጉዓዛ፡ እተን ካልኦት ግን ኣብ ዓንኬል ድኽነትን ዘይምርግጋእን ክነብራ ዝቕስብ ረቛሒ እንታይ እዩ፧

ደረስቲ ናይዛ መጽሓፍ ዝኾኑ፡ ሊቃውንቲ ስነ-ቁጠባ ዳሮን ኣሴሞግሉን ጄምስ ሮቢንሶንን፡ ነዚ ሕቶ ዝኸውን ንጹር መልሲ እዩ ዘለዎም። ኣብዚ ንነዊሕ ዓመታት ዘካየድዎ መጽናዕቲ ንኣሻሓት ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሶም፡ ድሕረ ባይታ ናይ ብዙሓት ሃገራት ብምድህሳስ ንህሉዉ ቁጠባውን ፖለቲካውን ኣቃውምአን ይምርምሩ። ምንጪ ናይቲ ኣብዘን ሃገራት ዘሎ ብልጽግና ወይ ድኽነት ድማ ትካላዊ ኣሰራርሓአንምዃኑ ብንጹር የረድኡ። "ትካላዊ ኣሰራርሓ" ዝብል ሓረግ ብልምዳዊ ኣጠቓቕማ ምስ "ትካል" ወይ ድማ "ዋ&#

ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስልጣን፡ ብልጽግናን ድኽነትን

SKU: 1bf6beb0-2616-4ade-b475-13dbbe6cd544
£28.11Price
Quantity

    Contact Us

    UK TOP SALE | online books UK

    55 Chandos Road, Bedfordshire
    Luton LU4 8EX

    Top Categories

    • Baby Care

    • Watches

    • Beauty Product

    Connect With Us

    • Facebook
    • Twitter
    • LinkedIn
    • C_Ebay copy3

    ©2022 by UK Shopping Centre Sales

    bottom of page